ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/95 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1995
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1995
km 12/95 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደሉ ጽሑፋት ኣብ ታሕሳስ:- እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ ወይ ንዘለኣለም ምንባር ዝበሃላ ናይ እንግሊዝኛ መጻሕፍቲ። ጥሪ:- ቅድሚ 1982 እተሓትመ ኣብ መኽዘን ናይታ ጉባኤ ክህሉ ዝኽአል ዝዀነ 192-ገጽ ዘለዎ መጽሓፍ: ንኣብነት ዘለኣለማዊ ዕላማ ኣምላኽ [እንግሊዝኛ]። መጽሓፍ ድሕነት [እንግሊዝኛ] እውን ክትዕደል ይከኣል ኢዩ። ለካቲት:- ራእይ​—⁠እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ! መተሓሳሰቢ:- እተን ነዚ ኣብ ላዕሊ እተዘርዘረ ናይ ወፈራ ጽሑፋት ዘይሓተታ ጉባኤታት በቲ ናይ ዝመጽእ ወርሓዊ ቅጥዒ መሕተቲ ጽሑፋት (S-14) ገይረን ክሓታ ኣለወን።

◼ እቲ ኣቦ መንበር ተዓዛቢ ወይ ድማ ሓደ ብእኡ እተመዘዘ ሰብ: ነቲ ናይ ጉባኤ ሕሳብ ኣብ 1 ታሕሳስ ወይ ብድሕሪኡ ቀልጢፉ ጸብጻብ ክገብር ኣለዎ። እዚ ምስ ተገብረ: ነታ ጉባኤ ምልክታ ንገር።

◼ ካብ 29 ሚያዝያ 1996 ኣትሒዙ እታ ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ናይ ጉባኤ ትምህርቲ መጽሓፍ ክትውሰድ ኢያ።

◼ ብኣየር ዝልኣኽ ኣብ ወርሒ ክልተ ግዜ ንዝወጽእ መጽሔታት: ናይ መጽሔት ምዝገባ ዋጋታት (ብብር):- ኣምሓርኛ ወይ ጣልያንኛ (ካብ ዓዲ ጥልያን):- ኣስ.:- 90.70፣ ፓይ.:- 77.20፣ እንግሊዝኛ ወይ ፈረንሳይኛ (ካብ ካናዳ):- ኣስ.:- 97.00፣ ፓይ.:- 84.50፣ እንግሊዝኛ ወይ ፈረንሳይኛ 7 ሰባት ብሓባር ኴንካ:- ኣስ.:- 57.80 ንነፍሲ ወከፍ: ፓይ.:- 45.40 ንነፍሲ ወከፍ።

◼ ንካሴታት እንተሓደሰ ዋጋታት (ብብር):- ንሓንቲ ካሴት:- 12.50 (ፓይ. 11.25)፣ ንኽልተ ካሴታት:- 19.50 (ፓይ. 17.00)፣ ንሰለስተ ካሴታት:- 29.50 (ፓይ. 25.75)፣ 4 ጥማር:- 39.00 (ፓይ. 34.00)፣ 5 ጥማር:- 49.00 (ፓይ. 42.75)፣ መጽሓፈይ:- 51.50 (ፓይ. 41.50)፣ ዓቢ መምህር:- 64.00 (ፓይ. 51.50)፣ ዝዓበየ ሰብኣይ:- 97.00 (ፓይ. 79.50)፣ መዝሙር ምስጋና (8 ካሴታት):- 103.50 (ፓይ. 86.00)፣ መዝሙር ምስጋና (113 ካሴታት):- 483.00፣ ቪድዮ ካሴት ፐርፕል ትሪያንግል:- 49.50 (ፓይ. 39.50)፣ ካልኦት ቪድዮ ካሴታት:- 67.50 (ፓይ. 57.50)፣ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ካሴታት:- በጃኹም ሕተቱ።

◼ ሓድሽ ኣብ መኽዘን:- ኣምሓርኛ:- ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር​—⁠1996፣ ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት፣ እቲ ንዘለኣለም ዝነብር መለኮታዊ ስም፣ እተፍቅሮ ሰብ ክሞተካ ኸሎ፣ እንግሊዝኛ:- ዝዓበየ ሰብኣይ (ኣብ 8 ካሴታት)፣ ቪድዮ ካሴት:- መጽሓፍ ቅዱስ​—⁠ናይ ወድሰብ ጥንታዊ ዘመናዊ መጽሓፍ፣ ጣልያንኛ:- ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት።

◼ ሕጂውን ኣብ መኽዘን ዘሎ:- እንግሊዝኛ:- ፍጥረት (ንእሽቶ)፣ ምምርማር፣ ኮንኮርዳንስ: ኪነግዶም ኢንተርሊንያር፣ ካሴታት:- መዝሙር: ምሳሌ: ማቴዎስ።

◼ ንናይ 1996 ግዜያዊ ናይ ዓቢ ኣኼባ ዕለታት:- ኣዲስ ኣበባ:- 4-6 ከምኡውን 18-20 ጥቅምቲ፣ ኣዋሳ:- 11-13 ጥቅምቲ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ