ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w19 መጋቢት ገጽ 32
  • ኣብ JW.ORG ዝወጸ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ JW.ORG ዝወጸ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
w19 መጋቢት ገጽ 32

ኣብ JW.ORG ዝወጸ

ተነዲፉ ድዩ፧

ሃመማ ፍረ ዘለዎ ናይ ምጥውዋይ ክእለት

ሃመማ ፍረ ኸም ተዋጋእቲ ጀት ኪጠዋወ ይኽእል እዩ፣ ነዚ ግና ካብ ካልኢት ኣብ ዝሓጸረ ግዜ እዩ ዚገብሮ። እዚ ደቂቕ ሓሸራ፡ ነዚ ናይ ምጥውዋይ ክእለት ካበይ ኣምጺእዎ፧

(ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን ርአ።)

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ኵሉ ትምኒተይ ዝረኸብኩ ይመስል ነይሩ

ስቴፋን ዕውትን ውሩይን መንእሰይ እዩ ነይሩ፣ ኰይኑ ግና፡ ባዶነት ተሰሚዕዎ፡ ዕግበት እውን ስኢኑ። ናይ ሓቂ ሓጐስን ዕላማ ህይወትን ብኸመይ ረኺቡ፧

(ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ሰላምን ሓጐስን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ