ሕታም መጽናዕቲ
ሰነ 2019
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 3-30 ሰነ 2019
© 2018 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
የሱስ ድሕሪ ትንሳኤኡ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ይራኸብ እሞ፡ “ኪዱ . . . ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ” ኢሉ ይእዝዞም (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 14፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ርአ)