ትሕዝቶ
26 ታሕሳስ 2016–1 ጥሪ 2017 ዘላ ሰሙን
የሆዋ ኣምላኽን የሱስ ክርስቶስን ብምትብባዕ ዝመጸ ቐንዲ ኣብነትና እዮም። ሃዋርያ ጳውሎስ እውን ምትብባዕ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ገይሩ ይርእዮ ነይሩ እዩ። ኣስኣሰሮም ምስ እንስዕብ፡ ቤትናን ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽናን ፍቕርን መተባብዕን ዚርከቦ ኸም ዚኸውን ክንገብር ንኽእል ኢና።
2-8 ጥሪ 2017 ዘላ ሰሙን
9-15 ጥሪ 2017 ዘላ ሰሙን
እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ኪምልሳ እየን፦ ንየሆዋ ዜምልኹ ህዝቢ ኺውደቡ ዘለዎም ስለምንታይ እዩ፧ ብመሰረት ቃል ኣምላኽ ክንውደብ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ንውድብ የሆዋ ኸም እንድግፍ ከነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
16-22 ጥሪ 2017 ዘላ ሰሙን
23-29 ጥሪ 2017 ዘላ ሰሙን
እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ህዝቢ ኣምላኽ ኣብ ምርኮ ባቢሎን መዓስ ከም ዝኣተዉን ኣብ ኣጋ መወዳእታ 1800ታት ዝነበሩ ቕቡኣት ክርስትያናት ንቓል የሆዋ ብልክዕ ምእንቲ ኺርድእዎ እንታይ ጻዕርታት ከም ዝገበሩን ይገልጻ። ብዘይካዚ፡ ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ዓባይ ባቢሎን ብእተተሓሓዘ ብትብዓት እንታይ መትከል ከም ዝሓዙን ምርኮ ባቢሎን መዓስ ከም ዘብቅዐን ክንምሃር ኢና።
31 ካብ መዛግብትና