ሕታም መጽናዕቲ
ሕዳር 2016
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 26 ታሕሳስ 2016–29 ጥሪ 2017
© 2016 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
ገበር፦
ኣንጎላ
ኣብ ከተማ ባንጒላ ዚነብሩ ፍሉያት ፈለምቲ፡ ብሮሹር ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ተጠቒሞም ብቛንቋ ምልክት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይመርሑ። ኣብታ ኸተማ ዘለዉ 10 ጽሙማን ኣስፋሕቲ፡ ኣብ 2015 ኣብ እተገብረ በዓል ዝኽሪ 62 ሰባት ብምእካቦም ተሓጒሶም እዮም
ኣስፋሕቲ
115,948
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ
502,848
ተኣከብቲ በዓል ዝኽሪ (2015)
529,827
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ።
ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ www.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።