ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w13 15/4 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ሕታም መጽናዕቲ
  • ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
w13 15/4 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ሚያዝያ 2013

© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.

ሕታም መጽናዕቲ

3-9 ሰነ 2013

ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ምሉእ ብምሉእ ተጠቐም

ገጽ 7 • መዝሙር፦ 37, 48

10-16 ሰነ 2013

ንቓል ኣምላኽ ተጠቒምካ ንርእስኻን ንኻልኦትን ሓግዝ

ገጽ 12 • መዝሙር፦ 37, 47

17-23 ሰነ 2013

‘እቲ ዚሓይሽ መርምር’

ገጽ 22 • መዝሙር፦ 42, 44

24-30 ሰነ 2013

‘ኣይትተሓለል’

ገጽ 27 • መዝሙር፦ 54, 18

ዓንቀጻት መጽናዕቲ

▪ ካብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ምሉእ ብምሉእ ተጠቐም

▪ ንቓል ኣምላኽ ተጠቒምካ ንርእስኻን ንኻልኦትን ሓግዝ

ጳውሎስ፡ “ቃል ኣምላኽ ህያውን ዚዓይን እዩ” ኢሉ ጽሒፉ ነበረ። (እብ. 4:12) ኰይኑ ግና፡ ንቓል ኣምላኽ ነጽንዖን ንትምህርታቱ ንትግብሮን እንተ ዄንና ጥራይ እዩ ኣባና ኺዓዪ ዚኽእል። እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ ከነጽንዖ እንኽእለሉ ውጽኢታዊ ሜላ የጕልሓ፣ ብዘይካዚ፡ ኣምላኻዊ ጥበብ ንኣገልግሎትናን ንውልቃዊ ህይወትናን ንኺጸልዎ ብኸመይ ክንፈቕደሉ ኸም እንኽእል ይገልጻ።

▪ ‘እቲ ዚሓይሽ መርምር’

▪ ‘ኣይትተሓለል’

ክፋል እቲ ንዅሉ ፍጥረት ዜጠቓልል ውድብ ኣምላኽ ምዃን ፍሉይ መሰል እዩ። ኰይኑ ግና፡ ምስቲ ውድብ ኣምላኽ ሎሚ ዚዓምሞ ዘሎ ነገራት ምሉእ ብምሉእ ክንተሓባበር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ምስ ውድብ የሆዋ ማዕረ ማዕረ ንኽንስጕምን ንኸይንሕለልን እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ብዛዕባ እዚ ኺገልጻ እየን።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ፈትዮም ይመጹ—መክሲኮ

17 ኣብ ጥቓ ኣርክቲካዊ ዓንኬል ንሓምሳ ዓመት ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ኣገልገልና

32 ትፈልጥዶ፧

ገበር፦ ኣብ መብዛሕትአን ጉባኤታት ዘለዉ ኣሕዋት፡ ናብ ዕዮ ስብከት ንምኻድ ሰዓት 7:30 ቅ.ቀ. ወይ እውን ኣቐድም ኣቢሎም ይራኸቡ። ኣብ ጐደናታት ድማ ንዝረኸብዎ ሰብ ይምስክሩሉ

ነፓል

ብዝሒ ህዝቢ

26,620,809

ኣስፋሕቲ

1,667

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

3,265

[ኣብ ገጽ 2 ዘሎ ግራፍ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ