ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w11 15/5 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
w11 15/5 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 ግንቦት 2011

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

27 ሰነ 2011–3 ሓምለ 2011

ኣቱም ክርስትያን ስድራ ቤታት፡ ‘ንቕሑ’

ገጽ 7 ዚዝመር መዝሙራት፦ 11, 22

4-10 ሓምለ 2011

ኣቱም ክርስትያን ስድራ ቤታት፡ “እተዳሎኹም ኩኑ”

ገጽ 11 ዚዝመር መዝሙራት፦ 32, 18

11-17 ሓምለ 2011

ኣብ ህይወትካ ዝያዳ ኣገዳስነት ዘለዎ መን እዩ፧

ገጽ 16 ዚዝመር መዝሙራት፦ 51, 49

18-24 ሓምለ 2011

‘ወዳጄ፡ መዓሙቝ ጥበብ ኣምላኽ’

ገጽ 21 ዚዝመር መዝሙራት፦ 1, 43

25-31 ሓምለ 2011

ኣብ የሆዋ ምሉእ ትውክልቲ እንተ ኣሕዲርና፡ ተኣማሚንና ንነብር

ገጽ 28 ዚዝመር መዝሙራት፦ 46, 23

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 7-15

እታ ናይ መጀመርታ ዓንቀጽ፡ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ክርስትያናዊት ስድራ ቤት፡ እታ ስድራ ብመንፈሳዊ መዳይ ንቕሕቲ ንኽትከውን ብዛዕባ ዘለዎ ሓላፍነት ትገልጽ። እታ ኻልአይቲ ዓንቀጽ ከኣ፡ ጥዕይቲ ዓይኒ ምጥራይ፡ መንፈሳዊ ሸቶታት ምስዓብ፡ ከምኡውን ኣዘውቲርካ ኣምልኾ ስድራ ቤት ምግባር ንመንፈሳዊ ጥዕና እታ ስድራ ቤት ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ትሕብር።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 16-20

ኣገልገልቲ ኣምላኽ ንየሆዋ ኣብ ህይወቶም ዝያዳ ኣገዳሲ ቦታ ኺህብዎ ኣለዎም። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ኻብታ ናይ መጀመርታ ሰበይቲ ዝዀነት ሄዋንን ካብቲ እሙን ሰብኣይ ዝነበረ እዮብን ካብቲ ፍጹም ወዲ ኣምላኽ ዝዀነ የሱስ ክርስቶስን እንታይ ክንመሃር ከም እንኽእል ተጕልሕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 21-25

ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ ምዕራፍ 11፡ ብዛዕባ ምሳልያዊ ኦም ኣውልዕ ገሊጹ ነይሩ እዩ። ክፋላት እቲ ኦም ንምንታይ እዩ ዜመልክት፧ ንትርጕም እቲ ኽፋላት ክንምርምር ከለና፡ ብዛዕባ ዕላማ የሆዋ ኽንመሃር ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብዕምቈት ጥበብ የሆዋ እውን ክንግረም ኢና።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 5 ገጽ 28-32

እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ብዛዕባ እተን ንጉስ ዳዊት ዝጸሓፈን 3ይትን 4ይትን መዝሙር እያ እትገልጽ። እዘን መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሰን መዝሙራት እዚኣተን፡ ሓገዝ የሆዋ ኽንረክብ እንተ ጸሊናን ኣብኡ ምሉእ ብምሉእ እንተ ተወኪልናን ተኣማሚንና ኽንነብር ከም እንኽእል እየን ዚሕብራ። ዳዊት እውን ብኣቤሴሎም ወዱ ምስ ተጠልመን ካልእ ብዙሕ ጸገማት ምስ ኣጋጠሞን ከምኡ እዩ ገይሩ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ብቓል ኣምላኽ ትፍሳህ ዲኻ፧

6 “ንፉዕ ሓላውን ፍቑር ብጻይን”

26 ንክርስቶስ፡ ነቲ ፍጹም መራሒና፡ ንስዓቦ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ