ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w11 15/3 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
  • ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
  • ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
w11 15/3 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

15 መጋቢት 2011

ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦

2-8 ግንቦት 2011

መንፈስ ኣምላኽ እምበር፡ መንፈስ ዓለም ኣይትቀበል

ገጽ 8

ዚዝመር መዝሙራት፦ 23, 38

9-15 ግንቦት 2011

መወዳእታ ኪቐርብ ከሎ፡ ኣብ የሆዋ ተወከል

ገጽ 12

ዚዝመር መዝሙራት፦ 43, 48

16-22 ግንቦት 2011

እተዳሎኻ ኹን

ገጽ 24

ዚዝመር መዝሙራት፦ 54, 24

23-29 ግንቦት 2011

ከም ኤርምያስ ንቑሕ ኩን

ገጽ 28

ዚዝመር መዝሙራት፦ 32, 43

ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 1 ገጽ 8-12

ኣብ ከባቢና ዘለዉ ሰባት መንፈስ ዓለም ዜንጸባርቑ እኳ እንተ ዀኑ፡ ንሕና ግን እተፈለና ኽንከውን ንኽእልዶ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ መንፈስ ዓለም ብኸመይ ኪጸልወና ኸም ዚኽእል ንኽንርዳእ ትሕግዘና። ብዘይካዚ፡ መንፈስ ኣምላኽ ብዛዕባ ምቕባል ካብ የሱስ እንታይ ክንመሃር ከም እንኽእል ክንምርምር ኢና።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2 ገጽ 12-16

ኣብ የሆዋ ምውካል እንታይ ማለት እዩ፧ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ሓዳስ ዓለም ዝኣተዎ መብጽዓታት ካብ ምእማን ንላዕሊ ኸም ዜጠቓልል፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኽንርኢ ኢና። ኣብ የሆዋ ምውካል፡ ንመገድታትን ንስርዓታትን ኣምላኽ ብምሉእ ልብኻ ምቕባል፡ ነቲ ናይ ዓለም ከኣ ምንጻግ የጠቓልል።

ዓንቀጻት መጽናዕቲ 3, 4 ገጽ 24-32

እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ኖህን ስድራ ቤቱን ሙሴን ኤርምያስን፡ ነቲ እተዋህቦም መዝነት ንምፍጻም ብኸመይ ድሉዋት ከም ዝነበሩን መብጽዓታት ኣምላኽ ኪፍጸም ከሎ ኸም ዚርእዩን ይገልጻ። ካብዞም ሰባት እዚኣቶምን ካብ ኣረኣእያኦምን እንታይ ክትመሃር ከም እትኽእል ርአ።

ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ

3 ርእስኻ ኣይትጠብር

6 ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

17 ‘ሓጐስካ ግበሮ’

20 ንክርስትያን ብጾትካ ኸቶ ኣይትራሕርሓዮም

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ