ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w00 15/12 ገጽ 31
  • ናይ 2000 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ናይ 2000 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
  • የሆዋ
  • ናይ የሆዋ መሰኻኽር
  • የሱስ ክርስቶስ
  • ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ
  • ታሪኽ ህይወት
  • ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት
  • እተፈላለየ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2000
w00 15/12 ገጽ 31

ናይ 2000 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ

እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ናይ ሕታም ዕለት

መጽሓፍ ቅዱስ

ብብዝሒ እተዘርግሓላ ፍልይቲ ዓመት 15/1

ወንጌል​—⁠ታሪኽ ድዩ ወይስ ጽውጽዋይ፧ 15/5

ስዉር ኮድ፧ 1/4

ናእዳ ዘትረፈ መጽሓፍ ጥራይ ድዩ፧ 1/12

ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን

“እኹል” ክርስትያን ዲኻ፧ 15/8

መስተውዓሊ ዲኻ፧ 1/10

ክርስትያን ጓሶት “ልብኹም ኣግፍሑ”! 1/7

ክርስትያናት​—⁠ጽኑዓት እኳ እንተዀኑ ተዓጻጸፍቲ ኢዮም 15/2

ብሓይሊ የሆዋ ተጸናናዕ 15/4

ምስ የሆዋ ናይ ማሕርሮ ርክብ ኣማዕብል (ምሳ 3) 15/1

ናብ ኣምላኽ ምቕራብ 15/10

ሰናይ ኣርኣያ ዝዀኑ​—⁠ካብኦም ረብሓ ምርካብ 1/7

ንዝፍጠር ዘይምርድዳእ ብኸመይ ተደቅሶ፧ 15/8

ንዓወት ብኸመይ ትልክዖ፧ 1/11

ንገዛእ ርእስኻ ብኸመይ ትርእያ፧ 15/1

የሆዋ ዝኸብረሉ ዘሐጕስ መርዓ 1/5

‘ትእዛዛት ሓሉ እሞ ብህይወት ክትነብር ኢኻ’ (ምሳ 7) 15/11

ንመንፈስ ቅዱስ ብሕታዊ ሓጋዚኻ ምግባር 15/10

ዓቕምኻን ቦታኻን ምፍላጥ ሰላም ከም ዝህሉ ይገብር 15/3

ጥበብ ዘለዎ ምኽሪ ኣደ (ምሳ 31) 1/2

ንኣምላኽ ዘሐጕስ ሙዚቃ 1/6

ምኽንያታዊ ትጽቢታት 1/8

ብቕዓት ከም ዘሎካ ምርኣይ 15/4

ኣብዛ ርኽሰት ዝመልኣ ዓለም ንጹህ ኩን (ምሳ 5) 15/7

ንስልጣን ኣኽብሮት ሃብ 1/8

“ንልብኻ ሐልዎ” (ምሳ 4) 15/5

ንስምካ ዓቅቦ (ምሳ 6) 15/9

ድሉው ብዝዀነ ልቢ ንየሆዋ ምድላዩ 1/3

ንኣምላኽ ብናይ ፍታው መንፈስ ኣገልግሎ 15/11

ንዓመጸኛታት ብኣረኣእያ ኣምላኽ ዲኻ እትምልከቶም፧ 15/4

ማሕበር የሆዋ ተድልየና ኢያ 1/1

ክርስትያን እንታይ ማለት ኢዩ፧ 1/6

ጥቕሚ ርእስኻ እትስውእ ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢዩ፧ 15/9

ንኣምላኽ እተገልግሎ ስለምንታይ ኢኻ፧ 15/12

ውሉዳት ዘይብሎም ስለምንታይ ኢዮም፧ 1/8

የሆዋ

ናብኡ ንዝቐርብ ጸሎት ይምልሰሉ ኢዩ 1/3

ካብ ልብና ይዓቢ 1/5

ብኸመይ ኢዩ ክዝክረካ፧ 1/2

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

በረኽቲ ከበሳታት ፔሩ 15/11

ኣብ ፊጂ መንግስቲ ኣምላኽ ምእዋጅ 15/9

መጽሓፍ ዳንኤል ተገሊጻ! (መጽሓፍ ትንቢት ዳንኤል) 15/1

ከበሳታት ቺያፓስ (ሜክሲኮ) 15/12

“ናይ ሓድነት ኣብነት” 15/10

ኣብ ባሕሪ ኤጅያን ንሰባት ከም ዓሳ ምግፋፎም 15/4

ናይ ጊልዓድ ምረቓ 15/6, 15/12

“ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቃል” ዓበይቲ ኣኼባታት 15/1

ህንዲ 15/5

ኢጣልያ 15/1

ንነዊሕ ግዜ እተገብረ ምንዳይ ዓስቢ ረኸበ (ዴንማርክ) 1/9

ግፍዒ ናይ ናዚ (ኔዘርላንድ) 1/4

ሓደስቲ ኣባላት ኣመሓዳሪ ኣካል 1/1

ንዕዮ ናብ ደሴታት ፓሲፊክ ምንቃል! 15/8

ኣብዚሕካ ምልጋስ ሓጐስ የምጽእ (ውጽኢታት) 1/11

ደሴት ሮቢንሶን ክሩሶ 15/6

ሰኔጋል 15/3

ደቂቕ ኣካል ለጋስ ልቢ 15/2

ታይዋን 15/7

ቱቫሉ 15/12

የሱስ ክርስቶስ

የሱስ ክርስቶስ ብኸመይ ክሕግዘና ከም ዝኽእል 15/3

ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ

1/2, 1/3, 1/4, 1/5, 1/6, 1/8, 1/9, 1/12

ታሪኽ ህይወት

ናይ ፍሉይ ውርሻ በረኸት ምርካብ (ሲ. ኣለን) 1/10

ካብ ምስራሕ ኣጽዋር ውግእ ናብ ዕዮ ምድሓን ህይወት (ኣይ. ኢስማይሊዲስ) 1/8

ዝነበረኒ ሕንኪ ንኽዋጽኣሉ ሓጊዙኒ (ኣር. ኡርሊክ) 1/6

የሆዋ ኵሉ ሳዕ ንእሙናቱ ዓስቢ ይህቦም ኢዩ (ቪ. ዳንከም) 1/9

የሆዋ መዕቆብየይን ሓይለይን ኢዩ (ኤም. ፊልቶ) 1/2

ንየሆዋ ንምግልጋል ቀሊል ናብራ ምንባር (ሲ. ሞይር) 1/3

ናይ ብዙሓት ሃገራት ጸዋሪ ብርሃን (ጄይ. ያንግ) 1/7

‘ነቕ ዘይትብል እምነት’! (ኤች. ሙለር) 1/11

ካብ ንእስነትና ንፈጣሪና ምዝካር (ዲ. ሂብሽማን) 1/1

ንየሆዋ ብናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ምምስጋን! (ኤስ. ረይኖልድስ) 1/5

“ንስኻትኩም ነቲ ጽባሕ ዚኸውን ኣይትፈልጥዎን ኢኹም” (ኤች. ጀኒንግስ) 1/12

ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት

“ዅልኹም ኣሕዋት ኢኹም” 15/6

ከም ናይ የሱስ ዝበለ ግብሪ ንምፍጻም ትድረኽዶ፧ 15/2

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ​—⁠ዋጋ ዘለዎን ባህ ዘብልን ኢዩ 1/10

ንንባብን መጽናዕትን ዝኸውን ግዜ ምዕዳግ 1/10

ክርስትያናት ብምግልጋል ሓጐስ ይረኽቡ 15/11

ቤት የሆዋ ብ“ክቡር ነገር” ይመልእ ኣሎ 15/1

“ሓሳብ ክርስቶስ” ኣሎካዶ፧ 15/2

ንመዘኻኸሪታት የሆዋ ኣዚኻ ተፍቅሮዶ ኢኻ፧ 1/12

ነቲ ብስራት ብሃንቀውታ ኣውጅ 1/7

እቶም ኣንጻር ኣምላኽ ዝዋግኡ ኣይክዕወቱን ኢዮም 1/4

ነቲ ኣምላኻዊ ምህሮ ኣደልዲልካ ሓዞ 1/5

“ሓሳብ ክርስቶስ” ምፍላጥ 15/2

ኣምላኻዊ ኣረኣእያ ብዛዕባ ስነ⁠-​­ምግባራዊ ንጽህና 1/11

መንግስቲ ኣምላኽ​—⁠ናይ ምድሪ ሓዳስ ምምሕዳር 15/10

ኣብ ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቃል እምነት ይሃሉኻ! 15/5

እቲ መንፈስ ንዝብሎ ነገራት ስምዓዮ 1/5

ካልኦት ንየሆዋ ብቑዓት ኰይኖም ክመላለሱ ሓግዝዎም 15/12

‘ግዜኡ ኣይበጽሐን’ 15/9

ነቶም ኣብ ልዕሌኹም ስልጣን እተዋህቦም ኣኽብርዎም 15/6

የሆዋ ንዓና ዝመርሓሉ ዘሎ መገዲ 15/3

ክሳዕ መኣዝ ኢዩ ህላወ እኩያት ክቕጽል፧ 1/2

የሆዋ ንድኹም ሓይሊ ይህብ 1/12

የሆዋ​—⁠እቲ ብርቱዕ ሓይሊ ዘለዎ ኣካል 1/3

የሆዋ ኣይክድንጕን ኢዩ 1/2

ብኣምላኽ ምድሓንና እልል ንበል 1/2

“ንቕሑ” 15/1

‘ንተስፋ ምድሓንካ’ ብርህቲ ገይርካ ሓዛ! 1/6

ከምቲ ብትንቢት እተነግረ ንዅሉ ምሕዳስ 15/4

ኣብ ሓዳስ ዓለም ክትህሉዶ ኢኻ፧ 15/4

‘ዎ ኣምላኽ ብርሃንካ ልኣኽ’ 15/3

እቲ ኽቡር ውርሻና​—⁠ንዓኻ እንታይ ትርጕም ኣለዎ፧ 1/9

ነቲ ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቓል ኣቕልበሉ 1/4

ነቲ ብዛዕባ ግዜና እተነግረ ናይ ኣምላኽ ትንቢታዊ ቃል ኣቕልበሉ 15/5

ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ 1/8

ነቲ ኣብ ሓሳብ ክርስቶስ ዝነበረ ኣረኣእያ ኣንጸባርቆ 1/9

ተስፋ ትንሳኤ ሓይሊ ኣለዎ 15/7

ተስፋ ትንሳኤ ርግጽ ኢዩ! 15/7

ንየሆዋ ባህ ዘብሎ መስዋእቲ ምስጋና 15/8

ንኣምላኽ ባህ ዘበለ መስዋእትታት 15/8

‘ንርእስኻን ነቶም ዝሰምዑኻን ኣድሕን’ 1/6

“ንየሆዋን ሓይሉን ድለዩ” 1/3

ምስቲ ሓላዊ ዄንካ ምግልጋል 1/1

ብዓቕሊ ናይ ምጽባይ ኣረኣእያ ይሃልኻ! 1/9

ዘርኢ ሓቂ መንግስቲ ኣምላኽ ምዝራእ 1/7

ምሉኣትን ርዱኣትን ኴንኩም ደው በሉ 15/12

መጽናዕቲ​—⁠ዓስቢ ዘለዎን ዘሐጕስን ኢዩ 1/10

“እታ ጊዜ በጺሓ” 15/9

“እቲ ንእሽቶስ ሽሕ” ኰይኑ 1/1

መንግስቲ ኣምላኽ እትፍጽሞ ነገራት 15/10

ሎሚ ኣገልገልቲ ኣምላኽ መን ኢዮም፧ 15/11

“ጥበብ ግና ምስቶም ዓቕሞምን ቦታኦምን ዝፈልጡ እያ” 1/8

ብስነ⁠-​­ምግባር ንጹህ ክትከውን ትኽእል ኢኻ 1/11

እተፈላለየ

ኣንጾክያ (ሶርያ) 15/7

ክትርእዮ ኣብ ዘይትኽእል ነገር ትኣምንዶ ኢኻ፧ 15/6

ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ስነ⁠-​­ምግባር ተግባራዊ ድዩ፧ 1/11

“ጽብቕቲ ሜዳቝ” 1/10

ኣብ እዋን ልደት ዝዝውተር ልምድታት ክርስትያናዊ ድዩ፧ 15/12

ሲኒክ 15/7

ሲሪል ሉካሪስ​—⁠ንመጽሓፍ ቅዱስ ዓቢ ግምት ዝሃበ ሰብኣይ 15/2

ርኽበታት ኣብ ይዝርኤል 1/3

መአረምታ እተቐበለ ኣብነታዊ ሰብኣይ (እዮብ) 15/3

እምነት ንህይወትካ ክትቅይሮ ትኽእል ኢያ 1/1

ንብልሽውና ምቅላሱ 1/5

ውሽጣዊ ሰላም ምርካብ 1/7

ኣምላኽ ናብኡ ንዝቐርብ ጸሎት ይምልሰሉ ኢዩ 1/3

ጽልኢ ክጠፍእዶ ኢዩ፧ 15/8

ነቲ መጠንቀቕታ ኣቕልበሉ! 15/2

ህይወት ድሕሪ ሞት 1/10

ሎሚ መንፈስ ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዝዓዪ 1/4

ኣዕሩኽ ከተጥርየሉ እትኽእል መገድታት 1/12

ውሽጣዊ ጽባቐ 15/11

ንኻልኦት ሃይማኖታት ክትምርምረንዶ ኣሎካ ኢዩ፧ 15/10

ዮስያስ 15/9

መፍትሕ ዓወት 1/2

ብኸመይ ብዓቕሊ ከም እትጽበ ትፈልጥዶ ኢኻ፧ 1/9

ካብቶም ናይ መጀመርታ ሰብኣይን ሰበይትን ትምህርቲ ምውሳድ 15/11

ህይወት ዝበለጸ ትርጕም ክህልዋ ይኽእል ኢዩ 15/7

“ንመሰውኢኻ እዞሮ አሎኹ” 1/5

ክትኣምኖ ዝግብኣካ ድዩ፧ 1/12

ኦም ኣውሊዕ 15/5

ፍጹም ህይወት ትምኒት ጥራይ ኣይኰነን! 15/6

እቲ ሰጓጒ ዓቢ ብርሃን ይርኢ (ጳውሎስ) 15/1

“ፖሊሽ ብረዘርን” 1/1

ምጽላይ ገለ ጥቕሚ ኣለዎዶ ኢዩ፧ 15/11

ሃይማኖታዊ ሓድነት ዝህልወሉ እዋን ቀሪቡ ድዩ፧ 1/12

“ዘመን ምቕናዕ” ቀሪቡ ኢዩ! 1/9

ጠቓሚ ምኽሪ ካበይ ከም እትረክብ 1/6

ነቲ ፍጽምና ናይ ምጽባይ ባህሪ ምስናፉ ዘድሊ ስለምንታይ ኢዩ፧ 15/6

ጥንቈላ 1/4

ቅድሚ ቐውዒ​—⁠ኣብታ “ግራት” ምዕያይ 15/10

ዓለምለኻዊ ሰላም​—⁠ብኸመይ፧ 1/11

ተስፋ ምቝራጽ ዘይብላ ዓለም 15/9

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ካብ ደም እተሰርሐ መድሃኒት 15/6

የሆዋ ንክርስቶስ ብመከራ ኽሕምሽሾ ፈትዩ ድዩ፧ (ኢሳ 53:⁠10) 15/8

ናይ ገዛእ ርእስኻ ደም 15/10

ንናይ ፍትሕ ሕቶ ምቅዋሙ 15/12

የሱስ ብኽቡር ዘይቲ ክቕባእ ከሎ መን ኢዩ ዘጕረምረመ፧ 15/4

ናይ መን ቍጥዓ፧ (ሮሜ 12:⁠19 NW  ) 15/3

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ