ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g99 8/10 ገጽ 2
  • ገጽ ክልተ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ገጽ ክልተ
  • ንቕሑ!—1999
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ንስንኩላን ዝኸውን ተስፋ 3-​10
  • ታሪኽ ኣስበስቶስ—⁠ካብ ህይወት ምድሓን ናብ ሞት ምስዓብ 18
  • ሸውዓተ ቈልዑ ኣብ ምዕባይ ዘሎ ብድሆን በረኸትን 22
ንቕሑ!—1999
g99 8/10 ገጽ 2

ገጽ ክልተ

ንስንኩላን ዝኸውን ተስፋ 3-​10

ዓመት ዓመት ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት መሓውሮም ይቝረጽ ኣሎ። ገለ ካብቲ ኣብዚ ሓደጋ ከውድቐካ ዝኽእል ረቛሒታት እንታይ ኢዩ፧ ስንኩላን ሕጉስን ስሉጥን ናብራ ክነብሩ ይኽእሉ ድዮም፧

ታሪኽ ኣስበስቶስ—⁠ካብ ህይወት ምድሓን ናብ ሞት ምስዓብ 18

ኣስበስቶስ ኣብ ምህናጽ ዓቢ ለውጢ ዘምጽአ ክልተ ግዜ ኢዩ። መጀመርታ ኣብ ህንጻታት ንምእታዉ፣ ካልኣይ ከኣ እንደገና ካብ ህንጻታት ንምልጋሱ ኢዩ።

ሸውዓተ ቈልዑ ኣብ ምዕባይ ዘሎ ብድሆን በረኸትን 22

በርትን ማርጋሬትን ኣብ 1940ታትን 1950ታትን ሸውዓተ ቈልዑ ኣዕበዩ። ብስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ክመላለሱ ኵሉ ግዜ ቀሊል ኣይነበረን። ይኹን እምበር ታሪኾም ዘተባብዕ ኢዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ