ገጽ ክልተ
እቲ አይድስ ንምቍጽ ጻር ዝግበር ጻዕሪ ክዕወትዶ ኢዩ፧ 3-9
አይድስ ብኸመይ ኢዩ ዝተሓላለፍ፧ ዝያዳ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ኣበይ ኢዩ፧ ክሰዓር ይኽእልዶ፧ እቲ ናይ መጀመርታ ዓንቀጻት ነዝን ካልእ ሕቶታትን ክምልስ ኢዩ።
ድንድላት እንተ ዘይህሉ እንታይ ምገበርና፧ 10
ብኸምኡ እተረኽበ ገይርና ኢና እንወስዶ። እንተ ዘይህሉ ነይሩ ግን ናብራ ካልእ መልክዕ ምሃለዎ። እንታይ ታሪኽ ኢዩ ዘለዎ፧ እተፈላለየ ኣሰራርሓ ዘለዎኸ ስለምንታይ ኢዩ፧
ካብ ክልተ ኣቦታት ንሓዲኦም ክመርጽ ዘጋጠመኒ ብድሆ 26
ነዚ መንእሰይ ኣብዚ ከቢድ ምርጫ ዘእተዎ እንታይ ኢዩ፧