ገጽ ክልተ
ሚልዮናት ንምኽሳብ ሚልዮናት ምቕታል 3-13
እዚ “ሽጋራ ዘለዋ ቀረንቀራ ርእሲ” ዘርእስቱ ስእሊ እዚ: ቪንሰንት ቫን ጎ ዝብሃል ቅብኣ ዘዳሉን ፒፓ ብዙሕ ዘትክኽን ወዲ ሆላንድ ዝሰኣሎ ኢዩ። እዚ ተኸታታሊ ዓንቀጻት ከኣ ነቲ ኣብዚ እዋን እዚ ትምባኾ ብፍላይ ኣብተን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ዘጥፍኦ ህይወት ከምኡውን እቲ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ኰተቴታትን ዘስዕቦ ክሳራን ይገልጽ።
ክርስትያናት ክጣልዑ ይኽእሉዶ ኢዮም፧ 18
ሕጋዊ ዝዀነ ወይ ካልእ ዓይነት ምጥላዕ ኣስፋሕፊሑ ኢዩ ዘሎ። ክርስትያናት ነዚ ብኸመይ ይርእይዎ፧
ምስጢር ዊልያም ሸክስፒር 26
ዊልያም ሸክስፒር ነቲ ብስሙ ተጸዊዑ ዘሎ ስነ-ጽሑፋት ባዕሉ ድዩ ጽሒፍዎ፧