ሚያዝያ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ሚያዝያ 2016 ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት 4-10 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 16-20 ሕያውነት ብዝመልኦ ቓላት ኣተባብዕን ኣበራትዕን ክርስትያናዊ ህይወት ዝርርብ ንምጅማር እትሕግዝ ሓዳስ ዓምዲ 11-17 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 21-27 እዮብ ንግጉይ ኣተሓሳስባ ተጻረሮ 18-24 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 28-32 እዮብ ንጽህና ብምሕላው ዝመጸ ብሉጽ ኣብነት ሓዲጉ 25 ሚያዝያ–1 ግንቦት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 33-37 ናይ ሓቂ ዓርኪ ሃናጺ ምኽሪ ይህብ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ወፈራ ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ክርስትያናዊ ህይወት መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ