ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሚያዝያ ገጽ 2
  • 4-10 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሚያዝያ ገጽ 2

4-10 ሚያዝያ

እዮብ 16-20

  • መዝሙር 50ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ሕያውነት ብዝመልኦ ቓላት ኣተባብዕን ኣበራትዕን”፦ (10 ደቒቕ)

    • እዮብ 16:4, 5—ቃላት ሓደ መኻሪ ንኻልኦት ዜበራትዕ ኪኸውን ኣለዎ (w90-E 15/3 27 ¶1-2)

    • እዮብ 19:2—ሕያውነት ዝጐደሎ ቓላት ቢልዳድ ንእዮብ ኣበሳጨዎ (w06 15/3 15 ¶7፣ w94-E 1/10 32)

    • እዮብ 19:25—እዮብ ኣብ ትሕቲ ኸቢድ ፈተና ብተስፋ ትንሳኤ ተጸናንዐ (w06 15/3 15 ¶6፣ it-2-E 735 ¶2-3)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እዮብ 19:20—እዮብ “ብቘርበት ኣስናነይ ድማ አምልጥ ኣለኹ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (w06 15/3 15 ¶2፣ it-2-E 977 ¶1)

    • እዮብ 19:26—ወዲ ሰብ ንየሆዋ ኺርእዮ ዘይክእል ክነሱ፡ እዮብ ‘ንኣምላኽ ዚርእዮ’ ብኸመይ እዩ፧ (w94-E 15/11 19 ¶17)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 19:1-23 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዛ ወርሒ እዚኣ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ዜርእያ ቪድዮ ወልዓየን፡ ድሕሪኡ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጠሉ። ንኣስፋሕቲ ናይ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 42

  • “ዝርርብ ንምጅማር እትሕግዝ ሓዳስ ዓምዲ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ናብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚመርሕ ዝርርብ ንምጅማር፡ ነታ “መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧” እትብል ዓንቀጽ ኪጥቀሙላ ንዅሎም ኣተባብዓዮም።

  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ፦ (5 ደቒቕ) ኣብ ናይ 15 ለካቲት 2015 ግምቢ ዘብዐኛ፡ ገጽ 30፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4-6 ተመርኲስካ ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 11-18 (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 32ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ