ሓምለ ሕታም መጽናዕቲ ትሕዝቶ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 27 ብዛዕባ ርእስኻ ኻብቲ ዚግብኣካ ኣዕዚዝካ ኣይትሕሰብ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 28 ሓቂ ኸም ዝሓዝካ እመን ዓንቀጽ መጽናዕቲ 29 “ምስ ዝደክም፡ ሽዑ እየ ዝብርትዕ” ዓንቀጽ መጽናዕቲ 30 በታ ሓቂ ተመላለስ ታሪኽ ህይወት እቲ ኽገብሮ ዚግብኣኒ እየ ገይረ ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ ኣብ JW LIBRARYን JW.ORGን ዝወጸ