ሕታም መጽናዕቲ
ሓምለ 2020
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 31 ነሓሰ–27 መስከረም 2020
© 2020 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ዳዊት ንጐልያድ ኪገጥመሉ ኸሎ፡ ነቲ ኣጸጋሚ ዚመስል ዝነበረ ዅነታት፡ ሓይሊ ኣምላኽ ኺዓዪ ናብ እተራእየሉ ኣጋጣሚ ለወጦ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 29፡ ሕጡብ ጽሑፍ 11 ርአ)