1 ጥቅምቲ ንምልክታት ምልላይ ኣገዳሲ እዩ ንህላወ የሱስ ዚሕብር ምልክት ተለልዮ ዲኻ፧ ካብ ቀዳማይ መጽሓፍ ዜና መዋእል ዚጐልሕ ነጥብታት ሕልናኻ ብዚግባእ ዝሰልጠነ ድዩ፧ ኣብነት ወለደይ ኣበርትዓኒ እታ ዚፈርደላ ግዜ በጺሓ እያ እሞ: “ንቕሑ” ኣቱም ወለዲ: ንደቅኹም ኣብ መጻኢ እንታይ ኪዀኑ ኢኹም እትደልይዎም፧ “ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሃብታም” ዲኻ፧ ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧