1 ታሕሳስ ሓድነት ዘለዋ ዓለም ክትህሉ ትኽእል ድያ፧ ኣብ ብዘላ ዓለም ዘለዉ ሰባት ብሓድነት ይሰምሩ ኣለዉ—ብኸመይ፧ ካብ ትንቢት ሃጌን ትንቢት ዘካርያስን ዚጐልሕ ነጥብታት ናብ ሓዳስ ዓለም ዝገብሮ ዘለኹ ጕዕዞ ንውሉድካ ሰላማዊ ኪኸውን ምሃሮ ልዑላውነት የሆዋን መንግስቲ ኣምላኽን ንልዑላውነት የሆዋ ትድግፍ ዲኻ፧ ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ የሱስ ናይ ገዛእ ርእሱ መጽሓፍ ቅዱስ ነይርዎዶ፧ ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧