ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መስከረም ገጽ 12
  • ብምሉእ ልብኻ ንየሆዋ ስዓቦ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብምሉእ ልብኻ ንየሆዋ ስዓቦ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምእንቲ ኣምላኹ፡ ብተኣማንነት ተቓለሰ
    ብትብዓት ምስ ኣምላኽ ተመላለስ
  • እቶም ዓሰርተው ክልተ ሰለይቲ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • ብምሉእ ልብኻ ብየሆዋ ተኣመን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መስከረም ገጽ 12

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብምሉእ ልብኻ ንየሆዋ ስዓቦ

ካሌብ ኣብ እዋን ንእስነቱ ንየሆዋ ብምሉእ ልቡ ስዒብዎ (እያ 14:7, 8)

ካሌብ ብዕድመ ምስ ደፍአ፡ ከቢድ ሓላፍነት ንምፍጻም ኣብ የሆዋ ተወኪሉ (እያ 14:10-12፣ w04 1/12 12 ¶2)

ካሌብ ብምሉእ ልቡ ንየሆዋ ብምግልጋሉ ዓስቡ ረኺቡ (እያ 14:13, 14፣ w06 1/10 18 ¶11)

ስእልታት፦ ሓንቲ እምንቲ ሓብቲ ምስ እርጋን ትቃለስ። 1. ኣብቲ ኾፍ ዝበለትሉ ዀይና ምርኵሳ ተመርኲሳ ትጽሊ። 2. ምስ ሓንቲ መንእሰይ ሓቢራ ብግህዶ ኣብ ዚግበር ምስክርነት ትሳተፍ። 3. ኣባላት ጉባኤኣ ንዝዀኑ ቘልዑ ስእልታት ተርእዮም። 4. ብርእሳ ተኣማሚና ፍሽኽ ትብል።

ካሌብ መምርሒ የሆዋ ብምስዓቡ እምነቱ ደልዲላን ተባሪኹን እዩ። ንሕና እውን ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ፡ ንጸሎትና መልሲ ምስ እንረክብን ብእተፈላለየ መገድታት ኪመርሓና ኸሎ ምስ እንርእን፡ እምነትና ትድልድል እያ።—1ዮሃ 5:14, 15።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ