ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 መስከረም ገጽ 12
  • 18-24 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 መስከረም ገጽ 12

18-24 ጥቅምቲ

እያሱ 12-14

  • መዝሙር 69ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብምሉእ ልብኻ ንየሆዋ ስዓቦ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • እያ 13:2, 5—“ምድሪ ጌባላውያን” ንእስራኤላውያን ተዋሂባቶም ድያ፧ (it-1 902-903)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 12:7-24 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። በታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሽር መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 6)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ዘርእስታ ብሮሽር ኣበርክት፡ ብትምህርቲ 01 መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 20)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 01 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 18)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 84

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)

  • “ኣትኵሮኻ ወትሩ ኣብ የሆዋ ይኹን”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንየሆዋ ብምሉእ ነፍስኻ ኣገልግሎ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 136

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 103ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ