ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 13
  • ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ ኣምላኽ ይገልጽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ ኣምላኽ ይገልጽ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ፍጥረት ብዛዕባ የሆዋ ተምሃር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ብፍጥረት ጌርኩም ንደቅኹም ብዛዕባ የሆዋ ምሃርዎም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ድንቂ ፍጥረታት ክብሪ ኣምላኽ ይገልጽ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ነቲ ዘይርአ ባህርያት ኣምላኽ ተስተውዕሎ ዲኻ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 13
ሓደ ኣቦ ምስ ወዱ ኣብ በቤት እናኣገልገሉ ኸለዉ፡ ኣብ ገረብ ንዘላ ዑፍ የርእዮ።

የሆዋ ኣብ ፍጥረት ክሳዕ ክንድዚ ፍቕሪ ኻብ ኣርኣየ፡ ነቶም ንዕኡ ንምግልጋል ጻዕሪ እንገብር ኣገልገልቱ እውን በረኸት ከም ዜፍስሰልና ኸነረጋግጽ ንኽእል ኢና

ክርስትያናዊ ህይወት

ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ ኣምላኽ ይገልጽ

ብመዓልታዊ ንጥፈታትና ትሑዛት ስለ ዝዀንና፡ ነቲ ፍቕርን ልግስን የሆዋ ዚገልጽ ፍጥረት ብዙሕ ግዲ ኣይንገብረሉን ኢና። ይኹን እምበር፡ የሱስ፡ ፍጥረት ክንዕዘብን ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ከም ዚምህረና ኸነስተንትንን ኣተባቢዑና እዩ።—ማቴ 6:25, 26።

ነታ ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

ካብዚ ስዒቡ ዘሎ ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ እንታይ ንምሃር፧

  • ካብ ባእታታት ምድሪ

  • ካብ ከባቢ ኣየር

  • ካብ ሳዕሪ

  • ካብ ንድፊ እንስሳታት

  • ካብ ናይ ስምዒት ህዋሳትና

  • ካብ ሓንጎልና

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ