ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መስከረም ገጽ 6
  • ንየሆዋ ዚውሃብ መባእ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንየሆዋ ዚውሃብ መባእ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ዜኽብሮ ዕዮ ህንጸት
    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!
  • እዚ ቦታ ኣምልኾና እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ዘደንቕ ወሰኽ ህጹጽ ዕዮ ህንጸት ኣስዓበ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ብምሃብ ዚርከብ ሓጐስ ትፈልጦዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2004
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መስከረም ገጽ 6
ሓደ ሓው ኣብ ሳጹን ውጽኢት ገንዘብ የእቱ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 29-30

ንየሆዋ ዚውሃብ መባእ

30:11-16

እቲ ማሕደር ኪህነጽ ከሎ፡ ሃብታማት ይኹኑ ድኻታት ብዘየገድስ፡ ውልቀ ሰባት፡ ገንዘብ ብምውፋይ ንኣምልኾ የሆዋ ኺድግፉ መሰል ነይርዎም እዩ። ሎሚኸ፡ ንየሆዋ መባእ ክንህብ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ከምዚ ኽንገብረሉ እንኽእል ሓደ መገዲ ንኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ንኣዳራሻት ዓብዪ ኣኼባ፡ ንቤት ጽሕፈት ትርጉም ማዕዶ፡ ንቤት-ኤል ከምኡ እውን ንየሆዋ እተወፈየ ኻልእ ህንጻታት ገንዘብ ብምውፋይ እዩ።

ካብዚ ስዒቡ ዘሎ ጥቕስታት ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ንምድጋፍ፡ ወፈያ ገንዘብ ብዛዕባ ምግባር እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

  • 1ዜና 29:5

  • ማር 12:43, 44

  • 1ቈረ 16:2

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ