ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መስከረም ገጽ 6
  • 28 መስከረም–4 ጥቅምቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 28 መስከረም–4 ጥቅምቲ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መስከረም ገጽ 6

28 መስከረም–4 ጥቅምቲ

ዘጸኣት 29-30

  • መዝሙር 32ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንየሆዋ ዚውሃብ መባእ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 30:11, 12—የሆዋ ንደቂ እስራኤል ኪቘጽሮም ንሙሴ ነገሮ (it-2 764-765)

    • ዘጸ 30:13-15—እተመዝገበ ዘበለ ዅሉ ንየሆዋ መባእ ሃበ (it-1 502)

    • ዘጸ 30:16—እቲ መባእ “ንኣገልግሎት ድንኳን ምርኻብ” ወዓለ (w11 1/11 12 ¶1-2)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘጸ 29:10—ኣገዳስነት እቲ “ኣእዳዎም ኣብ ርእሲ እቲ ዝራብዕ የንብሩ” ዚብል መግለጺ እንታይ እዩ ነይሩ፧ (it-1 1029 ¶4)

    • ዘጸ 30:31-33—ቅብኢ ዚገብርን ንዘይተፈቕደሉ ሰብ ዚለክን ዘበለ፡ ብሞት ዚቕጻዕ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 114 ¶1)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 29:31-46 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቒምካ ብካሜራ ወይ ብኢንተርኮም ትምስክር ከም ዘለኻ ጌርካ ኣቕርቦ። (ኣብ ክልኹም ካሜራ ወይ ኢንተርኮም እንተ ዘይኣልዩ፡ እቲ ብዓል ቤት ማዕጾ ኸይከፈተ ይዛረብ ከም ዘሎ ጌርካ መርኣያ ኣቕርብ።) (th መጽናዕቲ 2)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 113 ¶18 (th መጽናዕቲ 13)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) km 1/11 4 ¶5-7፣ 6፡ ሳጹን—ፍረ ነገር፦ ንኣምልኾ ስድራ ቤት ዚኸውን ርእይቶታት። (th መጽናዕቲ 20)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 84

  • “ግዜኻን ጕልበትካን ክትውፊ ትኽእልዶ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ሓድሽ ዕዮ ህንጸት ተወጢኑ ኣሎ—ቍንጽል ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 84

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 54ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ