ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መስከረም ገጽ 4
  • ኣብ ማሕደር ዚርከብ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ማሕደር ዚርከብ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ጽላሎት እቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገራት”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ታቦት ኪዳን እንታይ እዩ፧
    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
  • ንኣምልኾ ዚኸውን ማሕደር
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መስከረም ገጽ 4
ታቦት ኪዳን።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘጸኣት 25-26

ኣብ ማሕደር ዚርከብ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር

25:9, 21, 22

ታቦት ኣብ ማሕደርን ኣብ ሰፈር እስራኤልን ዚርከብ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር እዩ ነይሩ። ኣምላኽ ኣብኡ ኸም ዘሎ ዚውክል ደበና፡ ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ልዕሊ መኽደን መተዓረቒ ታቦት እተቐመጡ ኽልተ ኪሩቤል ይርአ ነበረ። ኣብታ ኣብ ዓመት ሓንሳእ እትህሉ መዓልቲ ዕርቂ፡ እቲ ሊቀ ኻህናት ናብ ቅድስተ ቕዱሳን ይኣቱ እሞ፡ ንሓጢኣት እስራኤል ንምትዕራቕ ደም ዝራብዕን ወጠጦን ናብቲ መኽደን ይነጽጎ ነይሩ እዩ። (ዘሌ 16:14, 15) እዚ ኸኣ እቲ ዓብዪ ሊቀ ኻህናት ዝዀነ የሱስ፡ ዋጋ እቲ ዝኸፈሎ መስዋእታዊ በጃ ምእንቲ ኬቕርብ፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣብ ሰማይ ከም ዝኣተወ ዜርኢ ጽላሎት እዩ ነይሩ።—እብ 9:24-26።

ነዚ ስዒቡ ዘሎ ጥቕስታት ምስቲ ብበጃ እንረኽቦ ጥቕሚ ኣዛምዶ፦

ጥቕስታት

  • 1ዮሃ 1:8, 9

  • እብ 9:13, 14

  • ሮሜ 6:23

ጥቕሚ

  • ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት

  • ሕድገት ሓጢኣት

  • ንጹህ ሕልና

ነዚ ጥቕሚ እዚ ምእንቲ ኽንረክብ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ