21-27 መስከረም
ዘጸኣት 27-28
መዝሙር 25ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ክዳውንቲ ኻህናት እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧”፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸኣት 28:30—መምርሒ የሆዋ ኽንደሊ ኣሎና (it-2 1143)
ዘጸኣት 28:36—ቅዱሳት ክንከውን ኣሎና (it-1 849 ¶3)
ዘጸኣት 28:42, 43—ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ኽብረት ምሕላው ዘውጸኦ ስርዓት ክንሕልዎ ኣሎና (w08 15/8 15 ¶17)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸኣት 28:15-21—እቲ ሊቀ ኻህናት እስራኤል ኣብ ልብሲ ኣፍ ልቡ ዚገብሮ ዝነበረ ኽቡር ኣእማን ካበይ እዩ መጺኡ ኪኸውን ዚኽእል፧ (w12 1/8 26 ¶1-3)
ዘጸኣት 28:38—እቲ “ቕዱስ ነገራት” እንታይ እዩ ነይሩ፧ (it-1 1130 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 27:1-21 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃብ። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 2)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 111 ¶20-21 (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ካሜራ ወይ ኢንተርኮም ተጠቒምካ መስክር”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ንቪድዮ 1 ወልዓያን ተመያየጠላን፣ ድሕሪኡ፡ ንቪድዮ 2 ወልዓያን ተመያየጠላን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 83
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
• መዝሙር 108ን ጸሎትን