ጳውሎስን በርናባስን ኣብ ቅድሚ ሰርግዮስ ጳውሎስ
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ግብሪ ሃዋርያት 12-14
በርናባስን ጳውሎስን ናብ ርሑቕ ቦታታት ከይዶም ደቀ መዛሙርቲ ገበሩ
በርናባስን ጳውሎስን ሓያል ተቓውሞ እናኣጋጠሞም ክነሱ፡ ትሑታት ዝዀኑ ሰባት ክርስትና ኪቕበሉ ንምሕጋዝ ብዙሕ ጽዒሮም እዮም
እተፈላለየ ድሕረ ባይታ ንዘለዎም ሰባት ሰቢኾም
ንሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ “ኣብ እምነት ኪጸንዑ” ኣተባቢዖምዎም