ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ታሕሳስ ገጽ 3
  • 10-16 ታሕሳስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 ታሕሳስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ታሕሳስ ገጽ 3

10-16 ታሕሳስ

ግብሪ ሃዋርያት 12-14

  • መዝሙር 60ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “በርናባስን ጳውሎስን ናብ ርሑቕ ቦታታት ከይዶም ደቀ መዛሙርቲ ገበሩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ግብ 13:2, 3—የሆዋ ንበርናባስን ንሳውልን ንሓደ ፍሉይ ዕዮ ሓረዮም (bt 85-86 ¶4)

    • ግብ 13:12, 48፣ 14:1—ትግሃት ዝመልኦ ዕዮኦም ፍረ ኣፍረየ (bt 95 ¶5)

    • ግብ 14:21, 22—በርናባስን ጳውሎስን ነቶም ሓደስቲ ደቀ መዛሙርቲ ኣበራትዕዎም (w14 15/9 13 ¶4-5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ግብ 12:21-23—ካብቲ ንሄሮድስ ዘጋጠሞ ነገር እንታይ ንምሃር፧ (w08 15/5 32 ¶7)

    • ግብ 13:9—ሳውል፡ “ጳውሎስ እተባህለ” ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ግብ 12:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bt 78-79 ¶8-9—ፍረ ነገር፦ ንኣመንቲ ብጾትካ ጸልየሎም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 65

  • “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ን‘ዘንቀዱ’ ደቀ መዛሙርቲ ኪዀኑ ሓግዞም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ ኺሕግዘካ እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 22 ሕ.ጽ. 8-16

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 22ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ