ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 1 ንትሕትና ማርያም ቅድሓዮ የሆዋ ንማርያም ቅድሚኡ ዝዀነ ይኹን ሰብ ረኺብዎ ንዘይፈልጥ ሓላፍነት ዝመረጻ፡ ኣዝዩ ፍሉይ ዝንባለ ልቢ ስለ ዝነበራ እዩ። 1:38, 46-55 ቃላት ማርያም ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ የጕልሕ፧ ትሕትናኣ ድልድልቲ እምነታ ብዛዕባ ቕዱሳት ጽሑፋት ዘለዋ ፍልጠት መማሰዊት ምዃና