ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሰነ ገጽ 5
  • 18-24 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 18-24 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሰነ ገጽ 5

18-24 ሰነ

ሉቃስ 2-3

  • መዝሙር 133ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣቱም መንእሰያት፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ትዓብዩዶ ኣለኹም፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሉቃ 2:41, 42—የሱስ ምስ ወለዱ ዀይኑ ኣብቲ በብዓመቱ ዚኽበር በዓል ፋስጋ ተኣከበ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ሉቃ 2:41)

    • ሉቃ 2:46, 47—የሱስ ነቶም መራሕቲ ሃይማኖት ሰምዖም፡ ሕቶታት ድማ ሓተቶም (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 2:51, 52—የሱስ ንወለዱ “ይእዘዞም” ነበረ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ከኣ ሞገስ ረኸበ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 2:14—ትርጉም እዛ ጥቕሲ እዚኣ እንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 3:23—ኣቦ ዮሴፍ መን እዩ ነይሩ፧ (wp16.3-E 9 ¶1-3)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 2:1-20

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w14 15/2 26-27—ፍረ ነገር፦ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ንመሲሕ ‘ንኺጽበይዎ’ እንታይ መሰረት ነይርዎም፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 134

  • “ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም ዕዉታት ኪዀኑ ሓግዝዎም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንዅሉ ኣጋጣሚ ተጠቒሞምሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 33-34፡ “ንስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ዘደንፍዐ ኣገዳሲ ዓወታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ” ዘርእስታ ሳጹን፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 71ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ