ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥሪ ገጽ 3
  • “ንጉስ ምእንቲ ጽድቂ ኺነግስ እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንጉስ ምእንቲ ጽድቂ ኺነግስ እዩ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ንርእስኹምን ንዅሉ እቲ . . . መጓሰን ተጠንቀቑ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
  • “ነቲ ምሳኻትኩም ዘሎ መጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • “መጓሰ ኣምላኽ ጓስይዎ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2002
  • ‘ኣታ ሒደት መጓሰ ኣይትፍራህ’
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1995
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥሪ ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኢሳይያስ 29-33

“ንጉስ ምእንቲ ጽድቂ ኺነግስ እዩ”

የሱስ እቲ ንጉስ ነቲ መጓሰ ዚከናኸኑ “መሳፍንቲ” ወይ ሽማግለታት የዳሉ

32:1-3

  • “ካብ ሃጽፊ ኸም መኸወሊ” ስለ ዝዀኑ፡ ነቲ መጓሰ ኻብ ሃጽፊ ስደትን ተስፋ ምቝራጽን የዕቍብዎ

  • “ኣብ ደረቕ ምድሪ ኸም ወሓይዝ ማይ” ስለ ዝዀኑ፡ ነቶም ብመንፈሳዊ መገዲ ዚጸምኡ፡ ጽሩይን ዘይተበከለን ሓቂ ብምክፋል የርውይዎም

  • “ኣብ ምድሪ ኣጻምእ ከም ጽላሎት ዓብዪ ኸውሒ” ስለ ዝዀኑ፡ ነቲ መጓሰ መንፈሳዊ መምርሕን ዕረፍትን ብምሃብ የቕስንዎ

    ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሓደ ሰብኣይ ካብ ሃጽፊ ይኽወል፡ ካብ ወሓዚ ማይ ይሰቲ፡ ኣብ ጽላሎት ዓብዪ ኸውሒ ድማ የዕርፍ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ