ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ጥሪ ገጽ 4
  • 16-22 ጥሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 16-22 ጥሪ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ጥሪ ገጽ 4

16-22 ጥሪ

ኢሳይያስ 34-37

  • መዝሙር 31ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ህዝቅያስ ዓስቢ እምነቱ ረኸበ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኢሳ 36:1, 4-10, 15, 18-20—ኣሶራውያን ንየሆዋ ኣባጨዉሉ፡ ንህዝቡ ድማ ኣፈራርህዎም (ip-1-E 386-388 ¶7-14)

    • ኢሳ 37:1, 2, 14-20—ህዝቅያስ ኣብ የሆዋ ተወከለ (ip-1-E 389-391 ¶15-17)

    • ኢሳ 37:33-38—የሆዋ ንህዝቡ ተኸላኸለሎም (ip-1-E 391-394 ¶18-22)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኢሳ 35:8—“መገዲ ቕድስና” እንታይ እያ ነይራ፧ ብኣኣ ኺመላለስ ዚበቅዕኸ መን እዩ፧ (w08 15/5 26 ¶4፣ 27 ¶21)

    • ኢሳ 36:2, 3, 22—ሸብና፡ ተግሳጽ ብምቕባል ዝመጸ፡ ሰናይ ኣብነት ዝዀነና ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/1 9 ¶1)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 36:1-12

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ማቴ 24:3, 7, 14—ሓቂ ምሃር። ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) 2ተሰ 3:1-5—ሓቂ ምሃር። ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃብ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) bh 31-32 ¶11-12—ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 51

  • “ኦ የሆዋ፡ . . . ብኣኻ እእመን እየ”፦ (15 ደቒቕ) ሕቶታትን መልስታትን። ካብታ “ኦ የሆዋ፡ . . . ብኣኻ እእመን እየ” ዘርእስታ ቪድዮ እተወሰነ ኽፋል ብምውላዕ ጀምር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 6 ሕ.ጽ. 15-23፡ “ክልተ ዜደንቕ ጸሎት” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 6ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ