ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g19 ቍ. 2 ገጽ 16
  • ንወለዲ ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንወለዲ ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ
  • ንቕሑ!—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንስድራ ቤት ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ
    ንቕሑ!—2018
  • ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ
    ንቕሑ!—2020
  • ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧
    ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧
  • መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ይሕግዘካ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2019
g19 ቍ. 2 ገጽ 16

ንወለዲ ዚኸውን ተወሳኺ ሓገዝ

ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ

ኣብዛ መጽሔት እዚኣ ዚርከብ ምዕዶ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ምዃኑ ኣስተብሂልካ ትኸውን ኢኻ። መጽሓፍ ቅዱስ ንነፍሲ ወከፍ ኣባል ስድራ ቤት ዚኸውን ብሉጽ መምርሒ ሒዙ ኣሎ። ኣብኡ ዘሎ መሰረታዊ ስርዓታት ንሰብ ናይ ምሕሳብን ናይ ምምዝዛንን ክእለቱ ኼመሓይሸሉ ይኽእል እዩ።—ምሳሌ 1:1-4።

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ኣብ ህይወት ኣገዳሲ ዝዀነ ሕቶታት ይምልስ እዩ፣ ገለ ኻብኡ እንሆ፦

  • ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ፧

  • ንዜጋጥመና መከራ ዚሕተተሉ ኣምላኽ ድዩ፧

  • ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧

መልሲ እዚ ሕቶታት እዝን ካልእን ንምርካብ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትምርምሮ ኸነተባብዓካ ንፈቱ። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ርአ። ናብ jw.org እቶ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ