ትሕዝቶ ኣብዛ ሕታም እዚኣ 7-13 መስከረም 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 2 ካብ ጊብዖናውያን ተምሃር 14-20 መስከረም 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 8 ብመጽሓፍ ኢሳይያስ ተጸናናዕ 21-27 መስከረም 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 14 ንየሆዋ ብዝያዳ ትፈልጦዶ ኣለኻ፧ 28 መስከረም 2026–4 ጥቅምቲ 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 20 ሰባት ንየሆዋ ኺፈልጥዎ ሓግዝ 26 ታሪኽ ህይወት—የሆዋ ንስብእናይ ኰሊዕዎ 31 ቀልጢፍካ ተዓረቕ! 32 ምኽሪ መጽናዕቲ—ሃናጺ ሓሳባት ተዳሎ