ትሕዝቶ ኣብዛ ሕታም እዚኣ 2 ታሪኽ ህይወት—የሆዋ ኻብ ንእስነተይ ኣትሒዙ ኣሰልጢኑኒ 8-14 ሰነ 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 8 “ኣምላኽ ሓቂ” ወትሩ ዕላማኡ ይፍጽም 15-21 ሰነ 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 14 ብዛዕባ መከራ ቕኑዕ ኣረኣእያ ሓዝ 22-28 ሰነ 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 20 ካብቲ “ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ” ተምሃር 29 ሰነ 2026–5 ሓምለ 2026 ዚጽናዕ ዓንቀጽ መጽናዕቲ 26 ኣቱም ሰብ ሓዳር፡ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ዕርክነት ብቐጻሊ ኣደልድሉ 32 ምኽሪ መጽናዕቲ—ንስእላዊ ቓላት መጽሓፍ ቅዱስ ተረድኣዮ