ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w24 መስከረም ገጽ 1-32
  • ሕታም መጽናዕቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሕታም መጽናዕቲ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
w24 መስከረም ገጽ 1-32
የሱስ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኣብ ዝፋን ተቐሚጡ ንኽልተ ጕጅለ ውልቀ ሰባት ይዕዘብ። ስእልታት፦ ኣሕዋትን ኣሓትን ንየሆዋ የምልኹ። 1. ሓንቲ ሓብቲ ታብለት ሒዛ ናብ ሰማይ ትጥምት። 2. ሰብ ሓዳር መጽሓፍ ቅዱስ የንብቡ። 3. ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ፕሮጀክት ቲኦክራስያዊ ህንጸት ይዓይዩ። 4. ሓደ ሓው ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዀይኑ ይጽሊ። 5. ሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ኣብ ኣኼባ ሓሳብ ትህብ። 6. ሓንቲ ሓብቲ ኣብ ሆስፒታል ደቂሳ ንሓንቲ ብዓልቲ ሞያ ሕክምና ትራክት ትህባ። 7. ሓደ ኣቦ ምስ ስድራ ቤቱ የጽንዕ። ስእልታት፦ ኣንጻር ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚኸዱ ሰብኡትን ኣንስትን። 1. ሓደ ሰብኣይ ኣብ ካዚኖ ዀይኑ ይጽሊ። 2. ሓደ ሰብኣይ ንሓንቲ ሰበይቲ ይሃርማ። 3. እተቘጥዑ ተቓወምቲ። 4. ሓደ ዕጡቕ ሰብኣይ ኣብ ማካይን ደው ዚብላሉ ጋራጅ ንሓንቲ ሰበይቲ ይከታተላ። 5. ሓደ ቐሺ ንወተሃደራት ይጽልየሎም። 6. ሓንቲ ሰበይቲ ሓሽሽ ትወስድ።

ሕታም መጽናዕቲ

መስከረም 2024

ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 11 ሕዳር–8 ታሕሳስ 2024

© 2024 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።

ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ