ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w24 ነሓሰ ገጽ 32
  • ሓበሬታ ንኣንበብቲ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሓበሬታ ንኣንበብቲ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
w24 ነሓሰ ገጽ 32

ሓበሬታ ንኣንበብቲ

ክቡር ኣንባቢ

ኣብዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ፡ ነዚ ዚስዕብ ንሓድሕዱ ዚዛመድ ሕቶታት ዚምልስ ሓሙሽተ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ቐሪቡ ኣሎ፦

  • ቀዳማይ፡ የሆዋ ንሰብኣውያን ደቁ፡ ምስ ሓጢኣት ኪቃለሱ ንምድጋፍ እንታይ እዩ ገይሩሎም፧

  • ካልኣይ፡ ናይ ሓቂ ንስሓ እንታይ ምዃኑ፡ የሆዋ ብኸመይ ምሂሩና፧ ንሓጥኣንከ ናብ ንስሓ ኺበጽሑ ብኸመይ ሓጊዝዎም፧

  • ሳልሳይ፡ ጉባኤ ቈረንቶስ ነቲ ብፍታዉ ዝሓጥአን ዘይተነስሐን ሰብ ብኸመይ ክትሕዞ ኸም ዚግባእ እንታይ መምርሒ ተዋሂብዋ፧

  • ራብዓይ፡ ሎሚ ዘለዉ ክርስትያን ሽማግለታት ንኸቢድ ሓጢኣት ብኸመይ ኪሕዝዎ ይግባእ፧

  • ሓምሻይ፡ ሓደ ዘይንሳሕ ሓጥእ ካብ ጉባኤ ምስ ተወገደ፡ እታ ጉባኤ ኸመይ ገይራ እያ ብፍቕርን ብምሕረትን እትሕዞ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ