ሕታም መጽናዕቲ
መስከረም 2022
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 7 ሕዳር–4 ታሕሳስ 2022
© 2022 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ሓደ ሓው ኣብቲ ኣብ ናይ ሽሕ ዓመት ግዝኣት ዚዕመም ዓብዪ መደብ ትምህርቲ ይሳተፍ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 39፡ ሕጡብ ጽሑፍ 20 ርአ)