ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w22 ነሓሰ ገጽ 32
  • ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
w22 ነሓሰ ገጽ 32

ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ

ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ናብራና ኸነቕልል ወሲንና

ማድያንን ማርሰላን ዝነበሮም ናይ ምዕዳግ ወልፍን ብዙሕ ዕዳን ኣብ ህይወቶም ውጥረት ወሰኸሎም፣ ንሰባት ብዛዕባ ኣምላኽ ምምሃር ግና፡ ናይ ሓቂ ሓጐስ ኣምጽኣሎም።

ተወሳኺ ርእሰ ነገራት

ምዝባዕ ኵነታት ኣየር—መጽሓፍ ቅዱስ ይሕግዝ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ እተዛብዐ ዅነታት ኣየር ከየጋጠመ ኸሎን ኣብ ዜጋጥመሉ እዋንን ምስ ሓለፈን እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካ ዚሕግዝ ምኽሪ ይህብ እዩ።

ንስድራ ቤት

ወለዲ ብዛዕባ መውዓል ሕጻናት ኪፈልጥዎ ዚግባእ

ወለዲ ቕድሚ ዝዀነ ዓይነት መውዓል ሕጻናት ምምራጾም ብዛዕባ ጥቕሙን ጕድኣቱን ተጠንቂቖም ኺሓስቡ ኣለዎም። ኣብዛ ዓንቀጽ ዘሎ ሕቶታት ንውሉድካ ኣየናይ ኣማራጺ ብሉጽ ምዃኑ ንምውሳን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ