ሕታም መጽናዕቲ
ለካቲት 2022
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 4 ሚያዝያ–1 ግንቦት 2022
© 2021 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ኣብ ይሁዳ ዝነበሩ ክርስትያናት ፈለግ ዮርዳኖስ ተሳጊሮም ናብ ከተማ ጴላ ሃደሙ። እቶም ኣቐዲሞም ኣብታ ኸተማ ዝበጽሑ ክርስትያናት ነቶም ሓደስቲ ዝመጹ ብጾቶም ቀለብ ይዕድልዎም ኣለዉ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 9፡ ሕጡብ ጽሑፍ 13 ርአ)