ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧
እቲ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ መጽሓፍ ዚዳለወሉ መገዲ
ትርጉም ሓዳስ ዓለም ምትርጓም፡ ምሕታም፡ ምጥርናፍ ካብቲ እትግምቶ ንላዕሊ ይሓትት።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧ ርአ።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
‘ገበንን ፍቕሪ ገንዘብን ብዙሕ ስቓይ ኣምጺኡለይ’
ኣርታን ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስ ወጸ፡ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍቕሪ ገንዘብ ዚብሎ ነገር ሓቂ ምዃኑ ፈለጠ።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ቤተ መጻሕፍቲ > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።