ኣብ JW Libraryን JW.ORGን ዝወጸ
ተመክሮታት
ሓንቲ ኣደ ንደቃ ብዛዕባ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ እትምህረሉ ሜላ መሃዘት።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ተመክሮታት ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ብዛዕባና > ተመክሮታት > ኣብ ትሕቲ ፈተና እሙናት ርአ።
መንእሰያት ዚሓትትዎ
ክብደት ክትንኪ እንተ ደሊኻ፡ ኣመጋግባኻ ንእተወሰነ እዋን ጥራይ ምቕያር ዘይኰነስ፡ ኣብ ኣነባብራኻ ለውጢ ግበር።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > መንእሰያት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።