ሕታም መጽናዕቲ
መስከረም 2020
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 2 ሕዳር–6 ታሕሳስ 2020
© 2020 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
እተን ኣብ ዕዮ ንጡፋትን ቀናኣትን ዝዀና ኣሓትና፡ ኣብ ኣኼባታትን ኣብ ኣገልግሎትን ኣብ ክንክን ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽን ይሳተፋ፣ ንክርስትያናት ብጾተን እውን ይግደሳሎም (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 39፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ርአ)