ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w20 ነሓሰ ገጽ 32
  • ኣብ JW LIBRARYን JW.ORGን ዝወጸ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ JW LIBRARYን JW.ORGን ዝወጸ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
w20 ነሓሰ ገጽ 32

ኣብ JW LIBRARYን JW.ORGን ዝወጸ

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

የሆዋ ኻብ ስቓዩ ኣሕወዮ

ኣስኣሰር እምነት እዮብ እንተ ስዒብና፡ እዚ ንሰይጣን ሕርር ኵምትር ኬብሎ፡ ነቲ ፈቃር ልቢ የሆዋ ድማ ደስ ኬብሎ እዩ።

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > እምነት ኣብ ኣምላኽ > ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ ርአ።

ንስድራ ቤት

ትዕግስቲ ብኸመይ ተጥሪ፧

ክልተ ዘይፍጹማት ሰባት ሓዳር ምስ ዚገብሩ፡ እተፈላለየ ጸገማት ይልዓል እዩ። ሓዳር ዕዉት ምእንቲ ኪኸውን፡ ትዕግስቲ ኣዝያ ኣድላዪት እያ።

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ንስድራ ቤት ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ሓዳርን ስድራ ቤትን > ኣተዓባብያ ቘልዑ ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ