ሕታም መጽናዕቲ
ለካቲት 2020
ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦ 6 ሚያዝያ–3 ግንቦት 2020
© 2019 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
እዚ ጽሑፍ እዚ ንመሸጣ እተዳለወ ኣይኰነን። ክፍሊ እቲ ፈቲኻ ብዚግበር ወፈያ ዚድገፍ ዓለምለኻዊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ትምህርታዊ ዕዮ እዩ። ወፈያ ኽትገብር እንተ ደሊኻ፡ ኣብ donate.jw.org ርአ።
ፍልይ ዝበለ መግለጺ እተዋህቦ ጥራይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኵሉ ጥቕስታት ቅዱሳት ጽሑፋት ካብቲ ብዘመናዊ ቛንቋ እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እተወስደ እዩ።
ስእሊ ገበር፦
ሓደ ጐበዝ እስራኤላዊ ናብ ሙሴን እያሱን ጐይዩ ኸይዱ፡ ክልተ ሰብኡት ኣብ ሰፈር ከም ነብያት ይዀኑ ኸም ዘለዉ ይነግሮም። እያሱ ንሙሴ፡ “ከልክሎም!” ይብሎ፣ ሙሴ ግና ይኣብዮ። ኣብ ክንዳኡስ፡ የሆዋ መንፈሱ ኣብቶም ክልተ ሰብኡት እቲኦም ብምንባሩ ሕጉስ ምዃኑ ይነግሮ (ዓንቀጽ መጽናዕቲ 8፡ ሕጡብ ጽሑፍ 10 ርአ)