ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w20 ጥሪ ገጽ 32
  • ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
w20 ጥሪ ገጽ 32

ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ህይወተይ ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ይኸውን ነይሩ

ሶሎሞነ ናብ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ኣብ ዝገዓዘሉ እዋን ዝሓሸ ህይወት ኪረክብ ተስፋ ገይሩ ነይሩ እዩ። ኣብ ክንዳኡ ግና፡ ሓሽሽ እዩ ኺወስድ ጀሚሩ፣ ኣብ መወዳእታኡ እውን፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተደርብዩ። እሞ ደኣ እንታይ እዩ ህይወቱ ኼዐሪ ሓጊዝዎ፧

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ብዛዕባና > ተመክሮታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።

መንእሰያት ዚሓትትዎ

ምስ ገሊኦም ተመሳሲለ ኽነብር እንተ ዘይክኢለኸ፧

ምስቶም ካብ ዜተሓታትት መትከላት ዘለዎም ሰባት ተመሳሲልካ ምንባርዶ ይሓይሽ፡ ወይስ ገዛእ ርእስኻ ምዃን፧

ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።

ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > መንእሰያት > መንእሰያት ዚሓትትዎ ርአ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ