23 ለካቲት–1 መጋቢት
ኢሳይያስ 38–40
መዝሙር 4ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ሓደ ኻብቶም ጥንታዎት እስራኤላውያን ዝዀነ ጓሳ፡ በጊዕ ሓቚፉ
1. “ንመጓሰኡ ኸም ጓሳ ኺከናኸነን እዩ”
(10 ደቒቕ)
የሆዋ ነቲ ቓሉ ዝዀነ መጽሓፍ ቅዱስ ብምሃብን ተዓቂቡ ኸም ዚጸንሕ ብምግባርን ናብኡ ኽንቀርብ ሓጊዙና (ኢሳ 40:8፣ w23.02 2-3 ¶3-4)
ንሱ ኣጸቢቑ ይሓልየልና (ኢሳ 40:11፣ cl 68 ¶7)
ብደረጃ ውልቀ ሰብ ይፈልጠናን ንጸገማትና ኽንዋጽኣሉ ይሕግዘናን (ኢሳ 40:26-29፣ w18.01 8 ¶4-6)
ንምስትንታን ዚኸውን፦ እቲ ብዛዕባ ጓሳ ኣብ ኢሳይያስ 40:11 ዘሎ መግለጺ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ስምዒት እዩ ዜሕድረልካ፧
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኢሳ 40:3—እዘን ቃላት ኣብ ቀዳማይ ዘመን እተፈጸማ ብኸመይ እየን፧ (ip-1 400 ¶7-mwbr)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኢሳ 40:21-31 (th መጽናዕቲ 11)
4. ዝርርብ ምጅማር
(2 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ኣኼባ እተምሃርካዮ ኽትነግሮ ኣጋጣሚ ኣናዲ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)
5. ዝርርብ ምጅማር
(2 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ከም መምህር መጽሓፍ ቅዱስ መጠን እንታይ ከም እትገብር ክትነግሮ ኣጋጣሚ ኣናዲ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 4)
6. ንግዱሳት ምክትታል
(2 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 7 ነጥቢ 5)
7. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር
(5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 18 ጽማቝ፡ ክለሳ፡ ሸቶ። ተምሃራይካ ነቲ ኣብ መንጎ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘሎ ፍቕሪ ንኺርድኦ ኻብ “ዳህስስ” ሓንቲ ዓንቀጽ ኣርእዮ። (lmd ትምህርቲ 11 ነጥቢ 3)
መዝሙር 160
8. ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት
(15 ደቒቕ) ምይይጥ።
ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ምልክታ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ነቲ ኣብ ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2025 ዝፈጸምዎ ኻልእ ኣወንታዊ መዳያት ኬጕልሑ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ዜተባብዕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።
Based on NASA/Visible Earth imagery
ኣብ 2025 ህዝቢ የሆዋ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ምምራሕን ኣብ በቤት ኣብ ምስባኽን ምትኳር ቀጺሎም
ካብ ጸብጻብ ዓመት ኣገልግሎት 2025 እንታይ ኣወንታዊ መዳያት ከተካፍል ትደሊ፧
9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 64-65