29 ታሕሳስ 2025–4 ጥሪ 2026
ኢሳይያስ 14–16
መዝሙር 63ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
1. ጸላእቲ ህዝቢ ኣምላኽ ካብ መቕጻዕቲ ኣየምልጡን
(10 ደቒቕ)
እታ ዕብይቲ ባቢሎን ንሓዋሩ ኽትጠፍእ ነይርዋ (ኢሳ 14:13-15, 22, 23፣ ip-1 180 ¶16፣ 184 ¶24)
የሆዋ ንኣሶራውያን ኣብ ምድሩ ሓምሺሽዎም (ኢሳ 14:24, 25፣ ip-1 189 ¶1)
የሆዋ ንሞኣብ ኣዋሪድዋ (ኢሳ 16:13, 14፣ ip-1 194 ¶12)
ጸጋም፦ C. Sappa/DeAgostini via Getty Images፣ የማን፦ Image © Homo Cosmicos/Shutterstock
2. መንፈሳዊ ሃብቲ
(10 ደቒቕ)
ኢሳ 14:1, 2—ህዝቢ የሆዋ “ነቶም ማረኽቶም ኪማርኽዎም” ዝኸኣሉ ብኸመይ እዮም፧ (w06 1/12 10 ¶11)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ
(4 ደቒቕ) ኢሳ 16:1-14 (th መጽናዕቲ 10)
4. ዝርርብ ምጅማር
(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 5)
5. ንግዱሳት ምክትታል
(4 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)
6. መደረ
(5 ደቒቕ) ijwbq ዓንቀጽ 108—ፍረ ነገር፦ ትንቢት እንታይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 14)
መዝሙር 2
7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ
(15 ደቒቕ)
8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ
(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 48-49