ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb25 መስከረም ገጽ 16
  • 27 ጥቅምቲ–2 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ጥቅምቲ–2 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2025
mwb25 መስከረም ገጽ 16

27 ጥቅምቲ–2 ሕዳር

መክብብ 11–12

መዝሙር 155ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ጥዕናኻ ብምሕላው ሓጐስ ርኸብ

(10 ደቒቕ)

እንተ ተኻኢሉ፡ ብርሃን ጸሓይን ጽሩይ ኣየርን ንምርካብ ግዜ መድብ (መክ 11:7, 8፣ g 3/15 13 ¶6-7)

ኣካላውን ስምዒታውን ጥዕናኻ ተኸናኸን (መክ 11:10፣ w23.02 21 ¶6-7)

ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ንየሆዋ ብምሉእ ልቢ ኣምልኽ (መክ 12:13፣ w24.09 2 ¶2-3)

ብዕድመ ዝደፍኡ ሰብ ሓዳር ባህ ኢልዎም ኣብ ጀርዲን ይዓይዩ።

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መክ 12:9, 10—እዘን ፍቕድታት ብዛዕባ እቶም ኣምላኽ መጽሓፍ ቅዱስ ኪጽሕፉ እተጠቕመሎም ሰባት እንታይ ይምህራና፧ (it “ድራኸ መንፈስ” ¶10)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

(4 ደቒቕ) መክ 12:1-14 (th መጽናዕቲ 12)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ንግዱሳት ምክትታል

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 8 ነጥቢ 3)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። እቲ ሰብ ኣብ ዝሓለፈ ምይይጥኩም፡ ሰቡ ኸም ዝሞቶ ነጊሩካ ነይሩ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 3)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) lmd መመላእታ ጽሑፍ ሀ ነጥቢ 13—ፍረ ነገር፦ ኣምላኽ ኪሕግዘና ይደሊ እዩ። (th መጽናዕቲ 20)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 111

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) lfb ትምህርቲ 30-31

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 8ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ