ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 12
  • 19-25 ሰነ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 19-25 ሰነ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 12

19-25 ሰነ

2 ዜና መዋእል 34-36

  • መዝሙር 97ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብ ቃል ኣምላኽ ምሉእ ብምሉእ ትጥቀምዶ ኣለኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ዜና 35:20-23—ካብቲ ነቲ ጥዑይ ንጉስ ዝነበረ ዮስያስ ዘጋጠሞ ነገራት እንታይ መለበሚ ኢና እንረክብ፧ (w17.03 26 ¶15-17)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ዜና 35:1-14 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ ነታ “ካብዚ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ ኣጸቢቕካ ኽትጥቀም ትኽእል፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ኣሕጽር ኣቢልካ ተመያየጠላ። (th መጽናዕቲ 7)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጸሉን ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦን። (th መጽናዕቲ 11)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w17.09 25-26 ¶7-10—ፍረ ነገር፦ ንሓይሊ ቓል ኣምላኽ ኣብ ኣገልግሎትኩም ኣዕይይዎ። (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 96

  • “ብድምጺ ንእተቐድሐ መጽሓፍ ቅዱስ ትጥቀመሉዶ ኣለኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 48 ነጥቢ 5ን ጽማቝን ክለሳን ሸቶን

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 117ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ