ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ግንቦት ገጽ 16
  • ንርእስኻ ኻብ ከሓድቲ ኣዕቝባ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንርእስኻ ኻብ ከሓድቲ ኣዕቝባ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ የሆዋ ኸም እንውከል ዜርኢ ውሳነታት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ሓላው ወረዳ
  • ንጥርጣረታትካ ብኸመይ ከተሰንፎ ትኽእል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
    መደብ ኣኼባ ወረዳ 2025-2026—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ግንቦት ገጽ 16

ክርስትያናዊ ህይወት

ንርእስኻ ኻብ ከሓድቲ ኣዕቝባ

ሰይጣንን ሰዓብቱን ንእምነትና ንምድኻም መብዛሕትኡ ግዜ ንሓሶት ምስ ሓቂ ይሓዋውስዎ እዮም። (2ቈረ 11:3) ንኣብነት፡ ኣሶራውያን ንህዝቢ ኣምላኽ ተስፋ ንምቝራጽ ፍርቂ ሓሳትን ውጹእ ሓሶትን ተጠቒሞም እዮም። (2ዜና 32:10-15) ከሓድቲ ሎሚ እውን ተመሳሳሊ ሜላታት ይጥቀሙ እዮም። ንትምህርትታት ከሓድቲ ብኸመይ ክንርእዮ ኣሎና፧ ከም መርዚ ጌርና ኽንርእዮ ይግባእ። ፈጺምካ ኸተንብቦን ክትምልሰሎምን ክትደግሞን የብልካን። ብዛዕባ የሆዋን ውድቡን ጥርጣረ ዚዘርእ ሓበሬታ ቐልጢፍካ ኣለልዮን ንጸጎን።—ይሁ 3, 4።

“‘ብእምነት ተጋደል’!—ቍንጽል” ካብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። ሓውና ዴቪድ ስፕለይን ኣባል ኣመሓዳሪ ኣካል።

ነታ “ብእምነት ተጋደል”!—ቍንጽል ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ነቲ ኣብ ኢንተርነት ዚግበር ምይይጥ ክንጥንቀቐሉ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧

  • ነቲ ኣብ ሮሜ 16:17 ዚርከብ ምኽሪ ኽንስዕቦ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ